Apr 132012
 

ዶብ ኣልቦ ሪፖርተራት ንVOA ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ እታ ኣብ 2009 ዝተኣስረት ጋዜጠኛ፡ ሕማማ ብርቱዕ`ዩ ይብል።ብኻልእ ወገን፡ ካልእ ጋዜጠኛ ኤርትራ ከምዝተፈትሐ ዝገለጸ፡ እዚ ዜና ካብ ኤርትራ ዝወጸ ጥዑም ዜና`ዩ ኢልዎ። ኤርትራ ካብ ኣፍሪቃ ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ቀዳመይቲ ኣላ ይብል እቲ ተጣባቒ ጋዜጠኛታት ካብ ፓሪስ።ምስ ሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪቃ ዝተገብረ ቃለመጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

 Posted by at 1:23 am

  One Response to “VOA…ኤርትራዊት እስርቲ ጋዜጠኛ ይርጋኣለም ፍስሃ ፡ሆስፒታል ሓሊበት ኣትያ ታባሂሉ….ሰሉስ, 10 ሚያዝያ 2012”

  1. The topic isn’t related with the content. Try to elaborate your….

 Leave a Reply

(required)

(required)

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>