Apr 062012
 

ፍትሓውያን መራሕቲ ብዙሓት ጡዑያት መራሕቲ የፍርዩ፣ ዘይፍትሓውያን መራሕቲ ድማ ብዙሓት መጣቓዕቲ የፍርዩ። ዝብል ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት 2012 ኣብ ቶሮንቶ ትሕተም ጋዜጣ መፍትሕን ኣብ እተፈላለያ ዌብሳይታትን ብዛዕባ ማሕበረኮም ኤርትራዊ ካናዳዊ ኣብ ቶሮንቶ “ንለባም ኣምተሉ” ዝዓይነቱ ጽሑፍ ብዳዊት ሃብተ ቀሪቡ ነይሩ፣ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ጉዳይ ንኹሉ ኤርትራዊ መሃሪ ኮይኑ ስለዝረኸብናዮ ዋላ እኻ ዳዊት ሃብተ ኣብ ዕረፍቲ እንተሃለወ። ነቲ ቅዱስ ሓሳቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ክንስዕቦን ክነቅጽሎን መሪጽና፣

 Posted by at 11:59 pm