Feb 192012
 
 ዓርቢ, 17 ለካቲት 2012

ሃገራዊ ግንባር ኦጋደን፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተኹሲ ኸፊቱ 16 ሲቪላት ቐቲሉ ይብል

መንግስቲ ግን ልሙድ ሓሶት ይብሎ

ብ Tewelde Weldegebriel | Washington

ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋደን፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ዝሓለፈ ሰንበት ለካቲት 12፡ ነበርቲ ኸባቢ ጉናጋዶ፡ ወተሃደራት መንግስቲ ፡ባይቶ ናብ ዝተኣከቡ ሰባት ተኩሶም
16 ኣቑሲሎም ብዙሓት ኣቑሲሎም ኢሉ። Continue reading »

 Posted by at 8:46 pm
Feb 192012
 

ህጹጽ መግለጺ ካብ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ

ስርዓት ህግደፍ ካብ ናይ ዓለም ሕብረተሰብ ተነጺሉ ኣብ ታሪኽ ንመጀመርታ ግዜመንግስታት ኣፍሪቃ ንከምኦም ዝኣመሰለ ኣፍሪቃዊ መንግስቲ ብሙሉእ ድምጺ ንዓለምለኻዊ ማዕቀብ ኣሕሊፎም ዝሃብዎ ፉንፉን መንግስቲ ምዃኑ ክንገረሉ ዝቐነየ ስርዓትዩ።ኣብ ርእሲ ኣላታ ተወሰኸታ ከምዝበሃል፡ ወዮ ካብ ብዓንተብኦ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላዝዓይነቱ ኣካይዳ ሒዙ ክኽይድ ዝጸንሔ ስርዓት፡ ሕጂ ግን ጉልባቡ ቀሊዑ ኣብ ዝዋፈረሉሰዓት በጺሑ ኣሎ።

ደጊም ቁልቁል ኣፉ ክድፋእ እምበር ክድሕን ዕድል ዘይብሉ መንግስቲ ኤርትራ መጻኢዕድሉኣጸቢቑ ስለ ዝፈልጥ ከምቶም ቅድሚኡ ዝሓለፉ ኩሎም ዲክታቶርያውያን ሃብቲሃገር እናዘረፉ ብስም ኤርትራውያን ሰብ ሃብቲ እናኣምሰሉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትዝተፈላለየ ቁጠባዊ ወፍሪ የካይዱ ኣለዉ። ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ሱዳን ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ካምፓላ ከምኡውን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኣብ ካለኦት ሃገራትን እዚ ዘይበሃል ሰፊሕ ኤርትራዊ ቁጠባዊ ወፍሪ ይካየድ ኣሎ። እቶም ክሳብ ሕጂ ንግዳም ከይወጹ ተኸልኪሎም ዝጸንሑ ገለ ሰብ ሃብቲ እውን እንተኾነ ክኣትዉን ክወጹን ክነግዱን ይፍቀደሎም ኣሎ። Continue reading »

 Posted by at 5:46 pm
Feb 192012
 

ጣልቃ ምእታው ግዳማውያን ሓይልታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ

ንሰላም’ዶ ንህውከት?

ብግርማይ በርሀ ገብረሚካኤል (ሽካጎ) ቀዳማይ ክፋል

                            02/16/2012

      ኣብዞም ዝሓለፉ 80 ዓመታት፡ ኣብ ቁጠባዊ ረብሓታትን ስነ ሓሳባዊ ፍልስፍናን መሰረት ዝገበሩ ፍልልያት፡ ብሃገራዊ፡ ብዞባውን ዓለማውን ግጭታት ዝፍለጡ ፡ ብደረጃ ክብደት ኣዕናውነቶም ዝፈላለዩ ፡ ብቑጽሮም ብርክት ዝበሉ ወተሃደራዊ ምርጻማት ተራእዮም። እዞም ምርጻማት እዚኦም ድማ ማእለያ ዘይብሎም ህይወት ደቂ ሰባት ዝቀዘፉ፡ ንብረታት ዘዕነዉ፡ ምዝንባላት ህዝቢ ፈጢሮም ናይ ስደት ጠንቅታት ዝኾኑ፡ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታት መሬትን ማያትን ዝበከሉ እዮም። Continue reading »

 Posted by at 5:29 pm
Feb 192012
 

مصادر من المعارضة تكشف شبكة استخبارات للنظام في مدينة كسلا السودانية

خاص – بالنهضة :

 2012/2//18

على خلفية جرائم الاختطافات من مدينة كسلا في شرق السودان ، ذكرت مصادر حسنة الإطلاع وموثوقة أن ضباط من أجهزة النظام القمعي قد دخلت الى شرق السودان تحت غطاء شركة سقن التي تعمل في مجال الإنشاءات والطرق والجسور وهي إحدى أذرع النظام المستبد في اسمرا ، وأضاف أن هذه المجموعة من الضباط قد شكلت خلية مختصة بتنفيذ عدة عمليات اختطاف ضد الإرتريين في مدن شرق السودان وخاصة كسلا ، وأنها تقوم بالاتصال عبر الهاتف الجوال او عناصرها المجندة ببعض الشخصيات وتطلب إليهم الحضور الى مقر الجالية في كسلا وإلا تهددهم بالويل والثبور ، وفي السياق كشف المصدر ان شخصيات ناشطة في مجال المعارضة السياسية او التجارة او غيرها قد تم تهديدهم عبر رسائل SMS وبعضهم ترسل اليه رسائل تحمل ترويسة الجالية ليطالبوا بالحضور والمثول امام عناصر المخابرات المدسوسة تحت لافتة الجالية او شركة سقن .

Continue reading »

 Posted by at 4:43 pm
Feb 192012
 

02/18/12 4:12 pm
Sudan mourned on Sunday the death of musical icon Mohammed Wardi, a former prisoner who spent years in self-imposed exile but who died on home soil after seeing his beloved nation divided.

“Mohammed Osman Wardi, Sudan’s lead singer, passed away… in Khartoum,” the official SUNA news agency said in a brief dispatch.

Wardi was born in 1932 on the island of Sawarda in far-northern Sudan. He began singing at the age of five, had his first hit in 1960, and still filled a Khartoum concert hall on New Year’s Eve 2010, when he was carried on stage for a rare show in his twilight years. Continue reading »

 Posted by at 3:22 pm