Dec 022011
 

By Flavia Krause-Jackson

Dec. 2 (Bloomberg) — The U.S. said today that Eritrean President Isaias Afwerki and members of his delegations were granted visas to travel to New York and address the United Nations Security Council before it votes on sanctions on the African nation.

A spokesman for the U.S. Mission to the UN, Mark Kornblau, said that visas for the Eritrean Preside Continue reading »

 Posted by at 9:56 pm
Dec 022011
 

እነሆ እምበኣር እቲ ንዝሓለፉ 15 ኣዋርሕ ብሓፈሻ ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ብፍላይ ድማ ኣብ ደንበ ተቓውሞ ብጻዕቂ ኣዘራራቢ ኮይኑ ዝጸንሓ ሃገራዊ ጉባአ ተኻይዱ። እቲ ናይ 2010 ዋዕላ ስለምንታይ ኣብ ደቡባዊ ክፍሊ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ ቃሊቲ ክኸውን ተመሪጹ ኣብቲ እዋኑ ኣዘራራቢ ነይሩ። ንናይ ዋዕላ ቦታ ብዝምልከት ዓሚ ናብ እንጦጦ ገጹ’ኳ ዘይከውን እሞ መንገዲ ኣስመራ ዘይሕዝ ዝብሉ ብዙሓት ደኣሎ ነይሮም። ናይ ሎሚ ዘበን ጉባአ ድማ ጠሪሱ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ናይሮቢ  ዝወስድ መንገዲ ተኸቲሉ ካብ ኣዲስ ኣበባ 275 ኪሎሜተር ርሒቑ ኣብ ኣዋሳ ክካየድ ምስ ተወሰነ ድቅድሚ’ቲ Continue reading »

 Posted by at 1:25 pm
Dec 022011
 

I am not an Anthropologist to detail a lot about culture, but I have the honour to reflect on my own Eritrean culture, which strictly believes in apology, forgiveness, compromise, and respect and even in some areas if there is bloody dispute in between, it goes beyond extra ordinary, to settle the matter through marital bonding processes. Confident to say, that there is no beautiful Continue reading »

 Posted by at 1:24 pm
Dec 022011
 

ገባር እከይ፡ እከይ ተግባሩ ከይተፈልጠ ዝኸደሉ ነዊሕ እዋን ክኸውን ከምዘይክእል ብርእዮ ዘግሃደ፡ እዚ ኣብ ሃዋሳ፡ ኢትዮጵያ ክጋብኣ ዝቀነየ ሃገራዊ ጉባኤ እዩ። ንዝሓለፍ 15 ኣዋርሕ ኮምሽነራት ነበር፡ ነታ ካብ ህዝቢ ዝረኸቡዋ ናይ ሓላፍነት ደረታን ዓቕማን ኣዝዩ ውሱን ዝኾነ ምዝነት ተጠቒሞም፡ ንኹሉ ደላይ ለውጢ ካብ ቃልሲ ዘርሕቕን ናይ ለውጢ ኣንፈት ተስፋ ዝዓጽውን እኩይ ተግባራት ከካይዱ ጸኒሖም። ሓደን ንጹርን ብኮምሽነራት ነበር ዝተፈጸሙ በደላት፡ Continue reading »

 Posted by at 1:22 pm