Listen to VOA’s interview with President Isaias
The symposium titled “The Eritrean dilemma and the prospect for a way forward” was timely. The event wA OPENED was by the Chairman Mr. Suleiman A. Hussein. In his opening speech, he stressed on the need for dialogue among all Eritreans, especially in this critical time explaining the role of CDRiE as a civil society organisation bent on working to raise the level of awareness among the public.
When people are conscious enough to realize that they have power more than a repressive regime they experience a profound inspiration to create possibilities to work for democratic change. We have seen this in Tunisia, Egypt, Libya and eslwhere. Continue reading »
بالاصالة عن نفسي ونيابة عن منسقية القوى الوطنية الديمقراطية الارترية اتقدم بخالص شكري وتقديري لهذه الدعوة الكريمة التي تلقيتها من الاخوة في منظمة “سدري”، كما اثني واشيد بمبادرتهم لاقامت هذه الندوة، وهو تقليد جميل عودونا عليه كل عام نامل ان يتواصل، وقد تميزت هذه الندوة هذا العام من خلال مشاركة اساتذة وباحثين لهم خلفيات لا يستهان بها في الشأن الارتري، وهو جهد يصب في خانة الارتقاء بالعمل النضالي لاعطائه بعدا سياسيا واجتماعيا. Continue reading »
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን
ብመጀመርያ እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም። ዕድሜና ኣኽቢርኩም ድኻምኩም ከይጸብጸብኩምን ግዜኹም ወፊኹም ክትሳተፉ ብምምጻእኩም ብስመይን ብስም ኩሎም ኣባላት ስድርን ልዑል ምስጋናይ የቕርበልኩም። ብፋላይ ከኣ ነቶም ካብ ምዕራባዊ ክፋል ናይ ዓለምና ዝመጹ፡ ፕሮፈሶር ዳን ኮነልን ፕሮፈሶር ኪዳነ መንግስተኣብን ፍሉይ ምስጋና ከቕርብ ኣፍቐዱለይ። ንገዲም ተጋዳላይ ደሓር ከኣ ኣምባሳደር ሑመድ ኩሉ ልዑል ምስጋናይ ይገልጽ። ከምኡውን ናይ ልቢ ምስጋና ንኹሉኹም ዕዱማትን ተሳተፍትን።
እዚ ናይ ሎሚ ርክብና ኣብ ሓዲሽ ዓመት ክኸውን’ዩ ተሓሲቡ ዝነበረ እዩ። ብዝተፈላለዩ ተክኒካዊ ምኽንያታት ግን ኣብቲ ዝሓሰብናሉ ግዜ ከነካይዶ ኣይከኣልናን። ኣብዚ ዘለናዩ ዓዲ በተር ለይት ዛን ነቨር ክምዝበሃል እነሆ ሎሚ እቶም ዓጊቶሙና ዝጸንሑ ምኽንያታት ብመጠኑ ምስተኣልዩልና፡ ከነካይዶ በቒዕና ኣለና’ሞ ምስ ናትኩም ህላዌን ምትሕብባርን፡ ዕውት ከምኡውን ኣፍራይ፡ ክኾነልና እናተመኖኹ ደጊመ እንቛዕ ደሓን መጻእኩም ክብለኩም እፈቱ። Continue reading »
ትማሊ ቐዳም 12 ግንቦት 2012፡ ኤርትራውያን ዜጋታት ንለውጢ፡ ብኣሕጽሮት ድማ ስድሪ ተባሂሉ ዝስመ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ሰላምን ዲሞክራስን ንኺሰፍን ዝቃለስ ኣብ ጥሪ 2009 ዝቖመ በርጌሳዊ ማሕበር “ኤርትራ፡ ወጥርን ኣንፈታት መጻእን” ብዝብል ቴማ ኣብ ዘዳለዎ ኮንፈረንስ ተሳቲፈ ነይረ። ኣብቲ ብዙሓት ሃገራውያን ግዱሳትን ተቓለስትን፡ ገዳይም ተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕቢያን፡ መንእሰያትን ደቀንስትዮን እተሳተፉዎ ኮንፈረንስ ብኣቦ መንበር ስድሪ ኣቶ ሱለይማን ሑሴን ኣደም፡ ብገዲም ተጋዳላይ ሱሳታት ኣቶ ሑመድ ኩሉ፡ ብፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ፡ ብፕሮፌሰር ኪዳነ መንግስተኣብን ከምኡውን ብውሩይ ዓርኪ ሰውራን ህዝብን ኤርትራ ኣመሪካዊ ፕሮፌሰር ዳን ኮነል ሓሙሽተ ኣገደስቲ ወረቓቕቲ ቐሪቡ ነይሩ። Continue reading »
Jordanian authorities are about to deport nine detained Eritrean refugees, including a 7-year-old girl, to Yemen where they risk indefinite detention and possibly deportation to persecution in Eritrea. Jordan should allow the group to remain in Jordan and give the United Nations refugee agency access to the refugees. Continue reading »
May 24, 2012 officially becomes recognized by the city of Seattle as a day of celebration in honor of Eritrean independence day by all Seattleites.
Thanks to mayor Mike McGinn of Seattle for his continued support of the Red Sea community!
Continue reading »
ዝሓለፈ ቀዳምከ፡ ርእሱዶ ሓሚሙስ ወይስ ንጅግና ሓርበኛ ኤርትራዊ ጀንራል
ገሊፍካስ ንወዲ ኣንድነት ምቕራብ ስለ ዝተመርጸ?
ኣይፋልኩምን፡ ሓመታ ይኹመረኩም አሎ…መንእሰያት ስመር. Continue reading »
ስም እንተዘይብልካ፡ ኤርትራዊ ምዃንካ እንተዘይኣረጋጊጽካ፡ ክንሰምዖ ኣይንደልን ዘረባኻ፡ ከነንብቦ ኣይንደልን ጽሑፍካ!! ብሰንኪ ፓይሎት ዝፍጠር ዘሎ ሓዲሽ ክትዕ ኣብ ፓልቶካት ኤርትራዊ ሚድያ። ኣብ ስመር ዝተባህለ ፓልቶክ፡ ዝኾነ ኣብቲ ፓል ቶክ ዝዛረብ: መንነቱ ክሕበር ኣለዎ፡ ዝብል ርእይቶ ኣንዳ ዓበየ ይኸይድ ምህላዉ ኣወንታዊ ክተባባዕ ዘለዎ ተበግሶ እዩ። ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ክትዕ፡ ኣብ ፓልቶክ ስመር ዝዛረብ፡ ነዘን ዝስዕባ ክጠቅስ ይግባእ ኢሎም።